ናይ እንግሊዝ ናይ ወፃኢ ጉዳይ ሚኒስትር እስራኤል 'ወደብ ኣሽዶድ ክኸፍት ምዃኑ ክረጋገፅ' ተማሕፂኖም። እንተኾነ ግን እቲ ሓገዝ ናብ ጋዛ ንምብፃሕ ኣብ ዶብ ፀገም እዩ ፈጢሩ። ፕሬዚዳንት ኮሚሽን ኣውሮፓ ኡርሱላ ቮን ደር ላየን ሰብኣዊ ሓገዝ ዝሓዘት መርከብ ሎሚ ናብ ጋዛ ክትጉዓዝ ምዃና ኣፍሊጣ።
#TOP NEWS #Tigrinya #CH
Read more at Sky News